watermark logo

Up next

Alena Media TV /AMTV/ #Eritrea #Ethiopia # Africa #News #History #Politics

0 Views· 10/30/23
Boina123
Boina123
2 Subscribers
2

Alena Multi Media: ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ ቻነል'ዚ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ህዝባን ዝጠልቦም ጉዳያት ንምቕራብ ተበጊስና ኣለና። ኣብዚ ናይ ተስፋ ግዜ፡ ኣለና ማልቲ ሚድያ፡ ማንታ መደባት ሒዝና ንብገስ ኣለና። ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ፖለቲካ። ኣብ ጅግንነታዊ ታሪኽ ኤርትራን ህዝባን፣ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራን ክብርታትናን፡ ከምኡ'ውን ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ከነቕርብ ኢና። ኩነታት መነባብሮ ስደት ብዘፍቅዶ መሰረት፡ ኣብ ሰሙን 2-3 ግዜ ንከነቕርብ ንብገስ ኣለና። ብተሳታፍነትኩም ኣገደስቲ ስራሓት ከም እንዓምም፡ እምነትና ዝለዓለ ኢዩ። ሓደስቲ ትሕዝቶታት ቻነልና ንክመጽኣኩም ከኣ: Like - Share - Subscribe - Comment ብምግባር ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና። ርእይቶኹምን ነቐፌታኹምን ብኣኽብሮት ክንቕበሎ ኢና:
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!

-~-~~-~~~-~~-~-
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
https://www.youtube.com/watch?v=5iuv6JQYzHs
-~-~~-~~~-~~-~-

Show more


 0 Comments sort   Sort By


Up next