Eritrean hair cut new style in 2020 ሓዱሽ ኣቀማቅማ ሓበሻ ስታይል ናይ 2020
0
0
1 Views·
02/14/24
In
How-to & Style / Nigeria
ኩሉኩም እቶም ብጸጉርኩም እትግደሱ ነዚ ዘቅርቦ መደብ ከሐይሎ ማለት ብዛባ ንጸጉሪ ዝምልከት
ኣብ ብዙሕ መደባት ዝተሞርኮሰ ንኣብነት
ጸጉርና ብዘይ ግቡእ ንከይረጊፍ
ብዛባ እንጥከመሎም ሻምፖ ምስ ዓይነት ጸጉርና ይሳማምዑ ዶ
ከሙ ውን ብዛዕባ ኩሎም ቅብኣታት ወዘተ ኣዝዩ ብዙሕ ጠቃሚ መደባት ሒዘልኩም ክመጺእ እቶም በዚ ትግደሱ ድማ subscribe ብምግባር ናባይ ብድሓን ምጹ !
https://youtu.be/Iwxhe0eIFWk
https://youtu.be/pcJSnb2TP1s
https://youtu.be/983hIvl4FXQ
Show more
0 Comments
sort Sort By